ናይ ናጻ ቐረጽ ሓገዝ ርኸብ

ውሑስ፣ ዘየስግእ፣ ቀሊል ከምኡ ውን ናይ ናጻ ቐረጽ ሓገዝ።

መብዛሕትኡ ብድኻምካ ዝኣከብካዮ ዶላርካ ኣብ ኢድካ ሒዝካ ናጻ ናይ 2020 ቐረጽ ምምላእ ሓገዝ ርኸብ።

ካብ ጥሪ 20–ሚያዝያ 18, 2021, ዝሰልጠኑን ናይ IRS-መረጋገጺ ዘለዎም ናይ ቐረጽ ሰብ ሞያ፣ ውሑስ ዘየስግእን 100% ናይ ቐረጽ ኣመላልኣ ብኦንላይን ሓገዝ ዝህቡ ተዳልዮም ኣለዉ። ናትና ሰብ-ሞያ ኣብቲ ሓድሽ ናይ እፎይታ ሕጊ ዝርከቡ ሓዊሱ፣ ነቶም ኩሎም ሓደሽቲ ናይ ቐረጽ ሕግታትን ዘለዉ ክሪዲታትን ይፈልጥዎም እዮም፣ እዚ ድማ ተመላሲ ዝኸውን ከብዝሑልካን መብዛሕትኡ ገንዘብካ ኣብኢድካ ክኸውንን ይሕግዝ። ብተወሳኺ ውን ነቲ ናይ ስቲሙለስ ቸኪንግ ገንዘብ ይግበኣኒ ምንባል ክንሕግዘካ ንክእል ኢና።

ናይ ናጻ ቐረጽ ሓገዝ ነቶም ITIN ዘለዎም ሰባት ሓዊሱ ንኹሎም ሰባት ኣሎ።

ስለዚ ድማ ብዛዕባ ናትካ ቐረጽ ዝምልከት ብዝግባእ ንኽንሕግዘካ፣ ዘድልዩኻ ነገራት ከምኡ ውን ተወሰኽቲ መማረጺታትን፣ ግን ሓገዝቲ፣ ክትእክቦምን ከተዳልዎምን ዝግበእካ ሰነዳት ኣብዚ ዝስዕብ ኣለዉ፥

እንታይ ከምዘድልየካ

  • ፎቶ ዘለዎ መለለይ መንነት ካርድ
  • ነዚ ፎቶ ዘለዎ መለለይ መንነት ካርድ ኣብ ጥቓ ገጽካ ጌርካ ዝተሰኣልካዮ ስእሊ
  • ሶሺያል ሴኪዩሪቲ ካርድ ወይ ITIN ሰነድ
  • ዝኞነ ናይ ኣታዊ ሰነድ (W-2, 1099-R, ወዘተ)

ከም መማረጺ ከተቕርቦ ዘለካ ካልእ ሰነድ

  • ናይ ዝሓለፈ ዓመት ናይ ቐረጽ ተመላሲ
  • ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ናይ ዕዳጋ መግለጺ (1095-A)
  • ናይ ቆልዓ ክንክን መግለጺ
  • ጠላዕ ዝተዓወትካሉ መግለጺ
  • ንመምሃሪ ዝኽፈል ገንዘብ መግለጺ

ናይ ቐረጽ ፋይል ንምእታው ቀለልቲ መንገድታት


ዝኾነ ሰብ ክሕግዘካ ምግባር

GetYourRefund.org

ናጻ ናይ ቐረጽ ምድላው ኣገልግሎት ብቨርችዋል ምርካብ። ናይ IRS-መረጋገጺ ዘለዎም ሰብ ሞያ ምሳኻ ይሰርሑ ብድሕሪኡ ብርሕቀት ኮይኖም ነቲ ናይ ቐረጽ ተመላሲ የዳልውዎሞ ኣብ ክንዳኻ ብኢሌክትሮኒክ የእትውዎ። ውሑስ፣ ዘየስግእ መልኣኺ ነቶም ኣገደስቲ ሰነዳትካ ብቐሊሉ ከምዝለኣኹ ይገብሮም።

ባዕልኻ የእቱ

MyFreeTaxes.com

ብ MyFreeTaxes.com፣ ናትካ ቐረጽ ባዕልኻ ብናጻ ከተእቱ ትኽእል ኢኻ። እዚ ኣገልግሎት ኣካውንት ንኽትፈጥር፣ ናትካ ቐረጽ ባዕልኻ መሊእካ ከተእቱ ይጠልብ።

ሓገዝ ንምርካብ ደውል

2-1-1

ናትካ ቐረጽ ብናጻ ብኸመይ ከም እተዳሉ ዝምልከት ሓገዝ ሓዊሱ፣ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ሓበሬታን ሓገዝን ንምርካብን ናብ 2-1-1ክትድውል ትኽእል ኢኻ።


ልሙዳት ናይ MyFreeTaxes.com ሕቶታት


ሲምፒል ሪተርን( Simple Return) እንታይ ማለት እዩ?

ሲምፕል ሪተርን ናተይ MyFreeTaxes ዘካትቶ: W-2 ውሱን ናይ ኣታዊ ወለድ፣ ናይ ብጺሒት ኣታዊ፣ ናይ ተምሃራይ ናይ ትምህርቲ ወጻኢ፣ ናይ ኣልቦ ስራሕ ኣታዊ፣ ናይ ተምሃራይ ናይ ትምህርቲ ክረዲት፣ ናይ ተምሃራይ ልቓሕ ወለድ፣ እቲ ስታንዳርድ ንካይ ምሕታት፣ ኣታዊ ዝኾነ ግበሪ ክሪደት፣ ናይ ህጻን ግብሪ ክረዲትን ናይ ህጻንን ጽግዕተኛን ክንክን ወጻኢታት፡፡ ሙሉእ ናይ ቅጥዕታት ዝርዝር ኣብዚ: {MyFreeaxes.com/Supportይርከብ

ናይዞም ኣገልግሎታት ሕጽረት እንታይ እዩ?

ብዝሓት ዝምለሱ ኣብ ናይ ብኣካል ዝኽፈል ግብሪ ሳያታት ኣብ ናጻ ሶፍትዌር ኣየትኻተተቱን፤ ንኣብነት ናይ ውል ቀ  ስራሕ ኣታዊ (1099-MISC)፣ ናይ ሞርጌጅ ወለድ፣ ሪል ስቴት ግብሪታት፣ካልኦት ዝንከዩ መጠናት፣ ናይ ሳልሳ ወገን ክፍሊታት(1099-K), HASን ካልኦት ብዙሓትን፡፡  እዞም ናይ ግብሪ ዓይነታት እንተኣለካ ኣብ ሲስተም እቲ ፋል ንምዝማን ክትገዝእ ኣለካ፡፡ ግና ትጥቀም MyFreeTaxes.com ትጥቀም ኣለኻ  ቅናስ ክትረክብ ኢኻ፡፡. ኣብቲ ሶፍትዌር ዘሎ ሙሉእ ዝርዝር ኣብ  MyFreeTaxes.com/Supporክትረክብ ኢኻ፡፡

ንዓይ ዝተዳለው ካልአት ሃብታት እንታይ እዮም?

ውሑዳት ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ክትደሊ ትኽእል ኢኻ:

  • ቨርችዋል ግብሪ ምድላው ምስ ናትና ናይ ግብሪ ኤክስፐርታት: ግብሪኻ ብናትና ናጻ ግብሪ ምድላው ኤክስፐርት ጉጅለ ኣዳለው፡፡ እዚ ገጽ ንታሕቲ ብምስሓብ ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ org option ፡፡
  • ኣብ ኦንላይን ምምላእ: ብ IRS ናጻ ፋይል መደበት ተወሳኺ ናጻ መመልኢ መሳርሕታት ምርካብ ትኽእል፡፡ ተወሳኺ ሓበሬታን ዝርዝራትን ኣብ gov/FreeFileርአ፡፡

ኣብ MyFreeTaxes.com ንምምዝጋብ እንታይ የድልየኒ?

ዘድልየካ:

  • ኣድራሻ ንምኽፋት ኢመይል
  • ናይ 2019 ምምላስ ግብሪ(መንነት ንምርግጋጽ) AGI ካብ line 7 on Form 1040
  • SSN ኣብ ተመላሲ ንዘሎ ሕድሕድ ሰብ
  • ኩሎም ናይ ግብሪ ሰነዳት
  • ናይ ባንኪ ሒሳብን ልሙድ ቁጽን(ንቀጥታ ኣታዊ/ወይ ወጻኢ)

ናይ 2019 AGI ኣይፈልጦም እንታይ ክገብር ኣሎኒ?

ናይ ተመለሳሲ ቅዳሕ እንተድኣለካ ኣብ ናይ 2019 ተመላሲ ኦንላይን 7 ክትረኽቦ ትኀድእል ኢኻ ግብሪታትካ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዩናይትድ ወይ ኦፍ ኪንግ ካውንቲ ናጻ ግብሪ ምድላው ቦታ { freetax@uwkc.org እንተድኣመሊእኻ ንሕና ክንድውለልካ ምእንታ ቁጽሪ ቴሌፎንካ ኣእተው፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እንተድኣዘይኣእቲውካ IRS.gov/get-transcript  ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመላሲ ግብሪ ቅዳሕ ንክትረክብ ክሕግዘካ እዩ፡፡

ተመላሲ የይደረጃ-ብ-ብደረጃ ክዛዝም እንከለኹ ብቴሌፎን ክሕግዘኒ ዝኽእል ዝኾነ ሰብ ኣሎዶ?

ሓገዝ እንተድኣደሊኻ ብከባቢዊ ናጻ ግብሪ ምድላው ኤክስፐርት ጉጅለ ዝሕገዝ ኣብ ናትና ቆጸራ ዝተደረኸ ስርዓት ብቨርችዋል ዝተመልአ ናይ ግብሪ ተመላሲ ክህልወካ ይኽእል፤ ዝበለጸ ንምርኣይ እዚ ናብ GetYourRefund.org option. ኣውርዶ፡፡

ዝኾነ ሰብ ኣብ ዩናይትድ ወይ ኦፍ ኪንግ ካውንቲ ንዓይ ወኪሉ ናተይ ሓበሬታ ኣብ MyFreeTaxes.com ከእተው ይኽእል ዶ?

ከም ዩናይትድ ወይ ኪንግ ኦፍ ካውንቲ ናትካ ሓበሬታን ናይ ግብሪ ሰነዳትን ንዓኻ ወኪሉ ኣብMyFreeTaxes.com ኣየአቱን፡፡ ብከባቢዊ ናጻ ግብሪ ምድላው ኤክስፐርት ጉጅለ ዝሕገዝ ኣብ ናትና ቆጸራ ዝተደረኸ ስርዓት ብቨርችዋል ዝተመልአ ናይ ግብሪ ተመላሲ ክህልወካ እንተድኣደሊኻ ዝበለጸ ንምርኣይ እዚ ናብ GetYourRefund.org option.ኣውርዶ፡፡

IRS.gov/FreeFile ብቑዕ ድየ?

ዝኾነ ሰብ ካብ $72,000 ዝውሓደ ኣታዊ ዘለዎ ሰብ እቲ IRS ናጻ ፋይል መደብ ብነጻ ንምጥቃም ከመልክት ይኽእል


ልሙዳት ናይ GetYourRefund.org ሕቶታት


GetYourRefund.org ከመይ ይሰርሕ?

GetYourRefund.org ግብሪታትካ ብውሑድ ቀሊል መስራሓት ብቨርችዋል ንክትመልእ ዕድል ይህበካ:

  1. ንናጻ ቨርችዋል ግብሪ ምድላው“File with GetYourRefund ዝብል ጠውቕ፡፡
  2. GetYourRefund ውልቀ መግለጺ ፍጠር፤ ሕቶታት መልስ ካብኡ ድማ ናይ ግብሪ ሰነዳትካ ፎቶ ኣእትው፡፡
  3. ቆጸራ ኣዳለው፡፡
  4. ኣብ እዋን ቆጸራኻ፡
  • ካብቶም ናትና ናይ ግብሪ ኤክስፐርታት ቴሌፎን ክድወለልካ እዩ፡፡
  • ሓደ ካብቶም ናይ ግብሪ ኤክስፐርትታትና ምምላስካ ክዛዝሞ እዩ፡፡
  • እቲ ምምላስካ ንምርኣይን ንምዝዛምን ካልኣዋይ ናይ ግብሪ ኤክስፐርትታትና ክድውለልካ እዩ፡፡
  1. እቲ ዝተመልኣ ተመላሲ ብኢመይል ፈርም፡፡

ናይዚ ኣገልግሎት ሕጽረታት እንታይ እዩ?

ዩናይትድ ወይ ንኹሉ ማዕረ ዕድል ዝህብ ኮይኑ ዝኾነ ኣብ ዋሺንግተን ስቴት ዘሎ ሰብ እቲ ናይ ዩናይትድ ወይ ናጻ ናይ ግብሪ ምድላው ኣገልግሎታት ክረክብ ይኽእል፡፡ ግና ገለ ተመላሲ ነቶም ናትና ወለንታውያን ይከብዶም እዩ፡፡ ንኣብነት ኣብ ካልኦት ስቴታት ተመለስቲ ክነዳሉ ኣይንኽእልን፡፡

 

ተመላሲ ብITIN ንምውጋን ምስ ኤክስፕረስ ክረዲት ዩኒየን ኣገርነት ፈጢርና ኣሎና፤ ብኤክስፕረስ ክሪደት ዩኒዮን ኣቢልና ድማ ናጻ ITIN ማምልከቻታትን ሕደሳን ክንህብ ኢና፡፡

 

ንሕና ዘይንህቦም ኣገልግሎታት፡

  • ናይ ስቴት ተመላሲ(ዋሺንግተን ስቴት ዝኾነ ናይ ስቴታ ኣታዊ ግብሪ የብሉን፣ ስለዝኾነ ተመላሲ ምግባር ኣድላይ ኣይኮነን፡፡ ስቴት ተመላሲ ኣብ ዘድልየሉ ስቴት እንተድኣሰሪኽ ናጻ ጌርካ ንምምዝጋብ com ክትጥቀም ትኽእል፡፡
  • 1099-B (ካብ ናይ ድለላ ክፍሊት ዝቕጽል፣ እንተድኣ ስቶክ ገዚእኻ/ሸይትካ)
  • ገዛኻ እንተድኣሸይጥካ ወይ ከም ትሕጃ እንተድኣኣትሒዝካ፡፡
  • ናይ ክራይ ኣታዊ ትረክብ እንተድኣኮንካ
  • ናይ ውልቀ-ስራሕ ትውግን ኮይንካ እሞ ቀጻኢታትካ ልዕሊ $25,000 እንተድኣኮይኑ፣ ዝተጻረ ክሰራ ወይ እቲ ምጥቃም ገዛ ከም ናይ ቢዝነስ ወጻኢ ክንከየልካ እንተድኣደሊኻ፡፡
  • ዶመስቲክ ኣጋርነት እንተድኣኣመዝጊብካ

ኣብ GetYourRefund.org ንምምዝጋብ እንታይ የድልየካ?

GetYourRefund.org ንሞባይል ቴሌፎናት፣ ታብሌታትን ዴስክቶፓትን ድልው እዩ መብዛሕተኦም ሰባት እቶም ሕቶታት ክመልእዎም ከምዝኽእሉን ብተነጻጻሪ ንምእታው ዝቐለለ እዩ፡፡ ዘድልዩኻ:

  • ኣድራሻ ንምኽፋት ናይ ኢመይል ኣድራሻ
  • ናይ ID ካረዲ ፎቶ(ናይ ካልእ ኣብቲ ተመላሲ ዘሎ እውን)
  • እቲ ID ካርዲ ሒዝካ ዘርኢ ፎቶ
  • ማሕበራዊ ድሕነት ወይ ITIN ካርዲ(ናይ ካልእ ኣብቲ ተመላሲ ዘሎ እውን)
  • ኩሎም ናይ ግብሪ ሰነዳት
  • ናይ ባንኪ ሒሳብን ልሙድ ቁጽርን(ንቀጥታ ኣታዊ/ወይ ወጻኢ)

 

ብኽብረትካ ኣስተውዕል: እቲ IRS, GetYourRefund.org ዩናይትድ ወይ ኦፍ ኪንግ ካውንቲን ሃገራዊ ኣጋራትን ኣብ ናይ ጸጥታ ስራሕን ናይ ቨርችዋል ግብሪ ምድላውን ርኡይ ለውጢ ንምግባር ብሓበር ሰሪሖም እዮም፡፡

ኣብ GetYourRefund.org ሓገዝ ምስዝደሊ ከመይ እረክብ?

ክሳብ እቲ ናይ ዩናይትድ ወይ ኦፍ ኪንግ ናይ ዓሚል ሓገዝ ሰራሕተኛ ሕቶታት ንምምላስ ድለው ዝኸውን ኣብዚ ገጽ መጻወቲ ኣሎ እዩ፡፡

 

ኣብ ገጽ መርበብ ዘሎ ኣይከን ጠውቕ እሞ ዝኾነ ሰብ ክሕግዘካ እዩ፡፡

 

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብቲ GetYourRefund.org መርበብ ሓበሬታ ናይ ዓሚል ሓገዝ ሰራሕተኛ ኣሎ እዩ፡፡ ንተወሳኺ ሓገዝ ናብ Hello@GetYourRefund.org ኢመይል ምግባር ትኽእል፡፡

ናይ ኢኮኖሚያዊ ጽዕንቶ ክፍሊታት እንታይ እዮም?

ኣብ ትሕቲ ናይ ሓገዝ ኮረናቫይረስን ኢኮኖሚያዊ ድሕነትን(CARES)ውዕል ን2019 ወይ 2018 ናይ ግብሪ ምምላሳት ዘመልከቱብቑዓት ግብሪ ከፈልቲ ብውልቀ ክሳብ $1,200 ወይ ንሰብ ሓዳር $2,400 ከምኡ እውን ብቑዓት ህጻውንቲ ክሳብ $500 ብቀጥታ ክረኽቡ እዮም፡፡ ናይ ምምላስ ዘየመልከቱ ከፈልቲ ግብሪ እቲ ናይ ኢኮኖሚ ጽዕንቶ ክፍሊት ንቕባል ቀሊል ግበሪ ምምላስ ከመልክቱ ኣለዎም፡፡

 

ኣብ ፈለማ 2021 ተወሳኺ ናይ ኢኮኖሚ ጽዕንቶ ክፍሊት ንውልቀ ሰባት $600 ወይ ንሰብ ሓዳር $1,200 ከምኡ እውን ንብቑዓት ህጻናት $600 ተዋሂቡ ነይሩ እዩ፡፡ ሕዋስ ኩነታት ስድራታት ሕጂ ንኢኮኖሚያዊ ጽዕንቶ ክፍሊት ብቑዓት እዮም፡፡

 

ኣብ ቀረባ ዝተመሓየሹIIRS.gov/EIP ርአ

 

ናይ ባንኪ ሓበሬታ ምምሕያሽ ወይ ኢኮኖሚያዊ ጽዕንቶ ክፍሊት ምርኣይ ትደሊ ዶ? ኣብ IRS.gov/coronavirus/get-my-payment ርአ


ንስፖንሰራትና ነመስግን፥